ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ክልል ትግራይ ዝጀምረ ተቓውሞ ቀጺሉ'ሎ: ኣብ ከተማ መቐለ ግን ምንቅስቃስ ናብ ንቡር ምምላሱ ተገሊጹ


መቐለ
መቐለ

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ትግራይ፣ ትካላት ንግድን ወሃብቲ ኣገልግሎትን ናይ ምዕጻው ከምኡ'ውን ኣገልግሎት መጓዓዝያ ሎሚ ዓርቢ'ውን ተቋሪጾም ከምዝዋዓሉ ተፈሊጡ።

ኣብ'ቲ ተቃውሞ ህይወት ሰባት ከምዝሓለፈ'ውን ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም።

ኣብ ከተማ መቐለ ንሰለስተ መዓልታት ተቃውሞ ድሕሪ ምክያድ ሎሚ ናብ ንቡር ተመሊሱ ክብል ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ካብ ከተማ መቐለ ገሊጹ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG