ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሞጣ ንዘጋጠመ ምንዳድ መሳጊድ ብምቕዋም ሰልፊ ተኻይዱ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ከተማ ሞጣ ንዘጋጠመ ምንዳድ መሳጊድ ብምቅዋም ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻይዱ።ኣብ ከተማ ደሴ እውን ተመሳሳሊ ሰልፊ ተኻይዱ’ሎ።

ኣብ ከተማ አዲስ አበባ ከባቢ ፒያሳ ኣብ ዝርከብ መሳጊድ ኑር ከባቢ ጽዑቕ ሓለዋ ፖሊስን ፍተሻን ከምዝነበረ ዝሓበረ ሪፖርተር ድምጺ ኣሜሪካ ሙኽታት ጀማል ኣብ መንጎ ሰልፈኛታታት ፖሊስን ግን ዝተራእየ ጎንጺ ከምዘይነበረ ሓቢሩ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG