ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድርብ ዜግነት ዘለዎም መራሕቲ ተቓወምቲ ፓርቲታትን ፓስፖርት ወጻኢ ሃገራት ክሓድግዎ ከምዘለዎም ቀ/ሚ አብይ አሕመድ ኣፍሊጦም


ዜግነት ወጻኢ ዘለዎም መራሕቲ አካላት ተቓወምቲ ፓርቲታትን ዜግነት ኢትዮጵያ ንምርካብ ሕጂ ዝሓዝዎ ፓስፖርት ወጻኢ ሃገራት ክሓድግዎ ኣለዎም ክብሉ ቀ/ሚ አብይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።

ድርብ ዜግነት ዝብል ምስ ምምሕያሽ ሕገ መንግስቲ ዝረአ’ዩ ዝኸውን’ዩ ክብሉ እውን ወሲኾም አረዲኦም።

ብካልእ ወገን ኮሚሽን ዕርቂ ናይ ምምስራሕ ስራሕ ኣብ መወዳእቲ በጺሑ’ሎ ኢሎም።

ኢህወዲግ ናብ ስልጣም ምስ መጸ ዝጸደቀ ሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ድርብ ዜግነት ስለዘየፈቅድ ዜግነት ኢትዮጵያ ዘይብሉ ሰብ ክመርጽን ክምረጽን ኣይክእልን’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG