አዲስ አበባ —
ኣብ ክረምታዊ ዕረፍቲ ዝነበሩ ክልቲኦም ባይቶታት ኢትዮጵያ ናይ 2011 ዓ/ም ፈላማይ ሓባራዊ ኣኼብኦም ፕረዚደንት ሙላቱ ተሾመ ብዘስምዕዎ መደረ ሎማ ሶኑይ ተጀሚሩ’ሎ።
ኣብዚ ኣኼባ ክልቲኡ ባይቶታት ቤት ምኽሪ ፌደረሽንን ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝብን ዝተዛረቡ ፕረዚደንት ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ቀንዲ ትኹረት እቲ መንግስቲ ካብ ዝኾኑ ሓደ ልዕልና ሕጊ ከምዝኸውን ኣፍሊጦም።ኣዋጅ ፀረ ሽበራ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣዋጃት ናይ ምምሕያሽ ስራሕ እውን ኣብዚ ዓመት’ዚ ከምዝፍፀም ኣረዲኦም ኣለው።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available