ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ውሽጢ ምስጥራዊ ስርሒት ምስልጣን ሶማልያዊያን ወታሃደራት ኣብ ኤርትራ


መንግስቲ ሶማል፣ ኣሻሓት መናእሰያት መልሚሉ ብሕቡእ ኣብ ኤርትራ ታዕሊም ንክረኽቡ ከምዝላኣኸ ተፈሊጡ።

እዚ ሚስጢራዊ ወፍሪ’ዚ፣ ሶማልያ ስግኣት ኣልሸባብ ኣብ ዘንጸላለዋ፣ ሰራዊት ኣሜሪካ ኣብ ዝሳሓበሉን ኣብ’ዚ ቀረባ ኣዋርሕ ዓቃቢ ሰላም ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል ክንክይ እዩ ኣብ ዝተባሃለሉን እዋን’ዩ።

ወታሃደራት ሶማል፣ ቅድም ኢሎም ኣብ ቱርኪ፣ ኡጋንዳን ጂቡቲን ታዕሊም ረኺቦም እዮም።

እዚ ናይ ኤርትራ ታዕሊም ግና ፍልይ ዝበለ ኮይኑ ኣሎ: ምኽንያቱ፣ ብሚስጢር ዝተታሓዘን ብሃገራዊ ትካል ስለያ ዝምራሕን ብምንባሩ ይብል ዝረኸብናዮ ሪፖርት
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ኣብ ውሽጢ ምስጥራዊ ስርሒት ምስልጣን ሶማልያዊያን ወታሃደራት ኣብ ኤርትራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:37 0:00


XS
SM
MD
LG