ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዋና ከተማ ዚምባብወ ዘጋጠመ ሕጽረት ጽሩይ ዝስተ ማይ ጸቕጢ ይፈጥር

ኣብ ዋና ከተማ ዚምባብወ ዘጋጠመ ሕጽረት ጽሩይ ዝስተ ማይ ጸቕጢ ይፈጥር
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:01 0:00

ኣብ ዋና ከተማ ዚምባብወ ዘጋጠመ ሕጽረት ጽሩይ ዝስተ ማይ ጸቕጢ ይፈጥር

እናዓበየ ይኸይድ ንዘሎ ህዝቢ ዋና ከተማ ዙምባቤው ሃራረ ቀረብ ማያት ንምርዋይ ፀቕጢ ኣሎ።እቲ መሰረተ ልምዓት ፅገና ስለዘይግበረሉ ብዝፍጠር ብኽለትን ብፖለቲካዊ ምስሕሓብን ነቲ ቀረብ ኣዝዩ ይሃስዮ ኣሎ።ፅሩይ ዝስተ ማይ ናይ ምቕራብ ጾር'ውን ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝወደቐ እዩ።

XS
SM
MD
LG