ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝርከቡ 250,000 ተመዛበልቲ እኹል ሓገዝ ከምዘይበሐ መንግስቲ'ቲ ክልል ኣፍሊጡ


ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ዝተኻየደ ወታሃደራዊ ወፍርን ኣብ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብዝተፈጥረ ፀገም ፀጥታን ንዝተመዛበሉ 250,000 ሰባት ክሳብ ሎሚ እኹል ሓገዝ ዘይበጽሐ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣፍሊጡ።

ብኻልእ ወገን ካብ መነባብርኦምተመዛቢሎም ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝርከቡ ጉዱኣት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 3,000 ኵንታል እኽሊ ሓገዝ ምሃቡ ተሓቢሩ።

ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ወረዳ ጓንጓ 38,000 ተመዛበልቲ ከምዝርከቡ ናይቲ ከባቢ ሰራሕተኛታት ረድኤት ገሊፆም ኣለው ።

XS
SM
MD
LG