ባህርዳር —
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ከባቢታት አጣዮ:ካራቆሬ: መጀቴን ካልኦት ከባቢታትን ብዝተፈጥረ ግጭት ክልተ ሰባት ምሟቶም: ሓያለ ምቁሳሎምን ብዙሕ ንብረት ምዕናውን ተገሊጹ።
ክልል ኣምሓራ ኣብዚ ጎንጺ ኢድ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ኣለዎ ክብል ክኸስስ ከሎ ኦነግ ብወገኑ ነቲ ክሲ ነጺግዎ’ሎ።
እቲ ጎንጺ ብመንጎኝነት ሰራዊት ምክልኻል ደው ምባሉ’ውን ተገሊጹ’ሎ።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available