ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ኣምሓራ ቁጽሪ ብቫይረስኮሮና ዝተሓዙ ሰባት ብናህሪ ምውሳኹ ቢሮ ጥዕና'ቲ ክልል ሓቢሩ


ከተማ ባህርዳር
ከተማ ባህርዳር

ኣብ ክልል ኣምሓራ ቁጽሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተሓዙ ሰባት ብዝሖም ብዘሰንብድ ኩነታት ምንሃሩ ከምዘተሓሳሰቦ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

በቲ ቫይረስ ዝልከፍ ሰብ ብብዝሒ ምውሳኹ ጥራሕ ዘይኮነ ናብ ጽኑዕ ክንክን ዝኣትው ሰባትን በቲ ቫይረስ ዝሞቱን ሰባት ብዝሖም ይውስኽ ምህላውን ብድሆ ኮይኑ ከምዘሎን እቲ ቢሮ ገሊጹ።

ህዝቢ ንነብሱ ካብ’ቲ ቫይረስ ንክሕሉ’ውን ቢሮ ጥዕና ክልል ኣምሓራ ጸዊዑ ።

XS
SM
MD
LG