ኣካፍል
መሕተሚ
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብዚ ሕጂ እዋን 4.5 ሚሊዮን ህዝቢ ህፁፅ ረድኤት ከምዘድልዮ ናይቲ ክልል ሓላፊ ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይ ኣቶ ኣብርሃ ደስታ ገሊፆም።
ንሶም ወሲኾም 2.5 ሚሊዮን ህዝቢ ድማ ካብ መነባብርኡ ከምዝተመዛበለን ብሰንኪ ጥምየት ህይወት ሰብ ይጠፍእ ከምዘሎን ገሊፆም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available