ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቀሱ ፖለቲካዊ ውድባት ኣብ ጉዳይ ራያ፡አላማጣን ወልቃይትን እንታይ ይብሉ?


ኣብ ከባቢታት ራያ ኣላማጣን ወልቃይትን ይረአ ዘሎ ክስተት ተቓወምቲ ውድባት ፖለቲካ ትግራይ ዘለወን ቅዋም ሓቲትና ኣለና።

ዓረና ንሉዓላውነትን ዲሞክራስን እቲ ክስተት ዝተፈጠረ ፍትሒ ብዘይምህላው ዝመጸ እዩ ኢሉ ከምዝኣምን ገሊፁ።

ዴሞክራስያዊ ምትሕብባር ትግራይ ብወገኑ ክሳብ ሐዚ ኣብ ክልቲኡ ከባቢታት ብሕጋዊ ኣሰራርሓ ተኸቲሉ ዝቀረበ ሕቶ መንነት ከምዘየለ ይኣምን ኢሉ።

ክልቲኦም ውድባት ዝኾነ ሕቶ እንተዝህልው ብሕጊ መሰረት ክቐርብን ክምለስን ኣለዎ ኢሎም ከምዝኣምኑ ገሊፆም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG