ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ሕጊ ናይ ምኽባር ስርሒት ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ተኸቲሉ ብብቕዓትን ብውጽኢታማነትን ዝተፈጸመ'ዩ' ኣቶ ኣደም ፋራሕ


ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ኢትዮጵያ ኣቶ ኣደም ፋራሕ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ሕጊ ናይ ምኽባር ዝበልዎ​ ስርሒት ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት ተኸቲሉ ብብቕዓትን ብውጽኢታማነትን ዝተፈጸመ'ዩ ኢሎም​።

ኣቶ ኣደም ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ኣብ ቀጻሊ ነቲ ቤትምኽሪ ሪፖርት ከም ዘቕርብ'ውን ኣፍሊጡ'ሎ።

ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ኣቶ ኣደም ፋራሕ ብኻልእ ወገን ኣብ ኢትዮጵያ በብዓመቱ ዝኽበር መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት፥ካብቲ ንዓመታት ክእንገደሉ ዝጸንሓ ድሕሪ ስዕረት ህውሓት ምኽባሩ ፍሉይ ይገብሮ ውን ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG