ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ወነንቲ 1,500 መካይን ጥርዓን ኣቅሪቦም  


"ብምኽንያት ኩናት ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 1,500 መካይን ጠፊኤናና"ብምባል ወነንቲ እተን መካይን ከምዝጠርዑ፣ ኣብ ትሕቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣ መንገዲን መጓዓዝያን ኣፍሊጡ።

እቲ ቢሮ ከምዝገለጾ "እተን መካይን ኣብ ኢድ መከላኸሊ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሰራዊት ኤርትራን ከምኡውን ኣብ ኢድ ውልቀ ሰባት ከምዝርከባ ሓበሬታ ኣሎ" ይብል።

ነተን መካይን ንምምላስ፣ ንመከላኸሊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝሓወሰ ሓይሊ ዕማም ተጣይሹ ከምዘሎ’ውን ተገሊጹ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:04:05 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG