መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ቀረባ እዋን ግዝያዊ መንግስቲ ክጣየሽ እዩ ኢሎም መራሒ ኮሚቴ ሰላም ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ።
ብመሰረት ሓበሬታ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ናብ ዝቆፃፀርዎ ዞባታት ማእኸልን ሰሜን ምዕራብን ምምሕዳር እተን ዞባታት ንኸማሓድሩ ካብ ትማሊ ጀምሮም ይምለሱ ኣለዉ።