ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ምርጫ ንምስታፍ ሓሙሽተ ውድባት ፖለቲካ ተመዝጊቦም


ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ምርጫ ንምስታፍ ሓሙሽተ ውድባት ፖለቲካ ተመዝጊቦም::

ኣብቲ ምርጫ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ: ሳልሳይ ወያነ ትግራይ: ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና): ውድብ ናፅነት ትግራይን ብተወሳኺ ድማ ዓሲምባ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ክሳተፉ ተመዝጊቦም ኣለዉ::

ብተወሳኺ 11 ናይ ውልቀ ተወዳደርቲ ከምዝተመዝገቡ ኮሚሽን ምርጫ ትግራይ ኣፍሊጡ::

እቲ ኮሚሽን ኣብ ምርጫ ክሳተፉ ዝደልዩ ውድባትን ውልቀሰባትን ዘካየዶ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ምዝገብ ትማሊ ኣማስዩ ተዛዚሙ'ሎ::

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ምርጫ ንምስታፍ ሓሙሽተ ውድባት ፖለቲካ ተመዝጊቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:26 0:00


XS
SM
MD
LG