ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ምርጫ ምምዝጋብ መረጽቲ ተዛዚሙ


ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ምርጫ ምምዝጋብ መረጽቲ ትማሊ ተዛዚሙ::

ኣብዚ ምዝገባ 2.6 ሚልዮን መረፅቲ ንምምዝጋብ ተተሊሙ ልዕሊ 2. 74 ሚልዮን መረፅቲ ከምዝተመዝገቡ ኮምሽን ምርጫ ክልል ትግራይ ገሊፁ::

እቲ ኮምሽን ቫይረስ ኮረናብምክልኻል እቲ ከይዲ ምርጫ ይቕፅል ከምዘሎ ሓቢሩ::

ኣብ ገለ ገለ ከባቢታት ሰባት ብግዲ ካርድ ምርጫክወስዱ ይግደዱ ኣለዉ ንዝበሃል ጠሚቱ ነቲ ኮምሽን: "ምርጫ መሰል እዩ ብፍቓድኻ ዝካየድ: ኣብዚ ከይዲ ድማ ተገዲደ እየ ኢሉ ዘመልከተ ኣብቲ ክልል የለን" ዝብል ምላሽ ሂቡ::

ንኣባል ኣመራርሓ እቲ ኮምሽን ተሓባባሪ ፕሮፌሰር መረሳ ፀሃየ ኣዘራሪብና ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ምርጫ ምምዝጋብ መረጽቲ ተዛዚሙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:21 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG