ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ንወፍሪ ምትካል ፈልሲ  ሰፊሕ ምድላው ይካየድ ምህላው ተገሊጹ


ኣብ ክልል ትግራይ ንወፍሪ ምትካል ፈልሲ ሰፊሕ ምድላው ይካየድ ምህላው ተገሊጹ፡፡ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ወፍሪ ምትካል ፈልሲ ከምዝካየድ ይፍለጥ፡፡ ሎሚ ዓመት እውን መቐፀልታ ሕሉፍ ዓመታት ሰፊሕ ምድላው ተገይሩ ካብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ ጀሚሩ ተከላ ፈልሲ ከምዝጅመር ተሓቢሩ፡፡

ኣብ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ዳይረክተር ዳይሬክቶሬት ልምዓት ሓለዋን ኣጠቃቅማን ዱር ኣይተ ሙዑዝ ሃይሉ ነዚ ዓመት ዝተገበረ ምትካል ፈልሲ ኣመልኪቶም ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ፡፡


XS
SM
MD
LG