ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ "ትግራይ ሃገር ንምግባር" ብሰላማዊ መንገዲ ዝቃለስ ውድብ ተመስሪቱ


ኣብ ክልል ትግራይ "ትግራይ ሃገር ንምግባር" ብሰላማዊ መንገዲ ዝቃለስ ውድብ ተመስሪቱ::

ውድብ ናፃነት ትግራይ ተባሂሉ ዝተሰየመ እዚ ውድብ: ኣብ ዝሓለፈ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ከተማ መቐለ መስራቲ ጉባኤ ብምክያድ ፕሮግራምን ሕገ ደንብን እቲ ውድብ ብምፅዳቕ መራሕቱ እውን መሪፁ::

ብመሰረት እዚ ኣይተ ግርማይ በርሀ ኣቦ መንበር: ኣይተ ኣለምሰገድ ኣረጋይ ምክትል ኣቦ መንበር ኣይተ መሓሪ ዮሃንስ ድማ ሓላፊ ጉዳያት ፖለቲካ ብምኻን ተመሪፆም ኣለዉ::

ኣብ ፕሮግራምን ካልኦት ጉዳያትን እቲ ውድብ ጠሚቱ ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG