ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተራእየ ሃንደበታዊ ማያዊ ውጽኣትን ተምላስን 10 ሰባት ሞይቶም


ክልል ትግራይ

ኣብ ትግራይ ሃንደበታዊ ማያዊ ውፃኣትን ተምላስን ካብ 11 ሰነ 2010 ዓመተ ምህረት ካብ ዝረአ ጀሚሩ 1266 ሰባት ምሕማሞን 10 ሰባት ድማ በቲ ሕማም ምሟቶም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

እቲ ሕማም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ዝርከብ ማይ ፀሎት ጥራሕ ኣብ 400 ሰባት ዝተርኣየ ኮይኑ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት እውን ኣሕሊፉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተራእየ ሃንደበታዊ ማያዊ ውጽኣትን ተምላስን 10 ሰባት ሞይቶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:07 0:00


XS
SM
MD
LG