ኣካፍል
መሕተሚ
ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ዘሎ ስእነት መሰረታዊ ቀረባት መግቢ፡ ሓያሎ ዜጋታት ንሞትን ሕማምን ይቃልዑ ከም ዘለዉ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ካብ ከተማ መቐለ ሓቢሩ። ናብ መወከሲ ሆስፒታል ዓይደር ብምኻድ ንሓካይምን ሕክምናዊ ኣገልግሎት ክረኽቡ ዝመጹ’ሞ በቲ ደርቂ ንዝተጠቕዑ ዜጋታት ኣዘራሪቡ ኣሎ ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available