ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ


ኣብ ክልል ትግራይ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:03 0:00

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ድሕር ኣርባዕተ ዓመታት ናብ ዩኒቨርሲቲ ዘእቱ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ 29 መስከረም 2016 ክወሃብ ጀሚሩምሃብ ተጀሚሩ፡፡ ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምዘና ትምህርቲን ፈተናታትን ኢትዮጵያ ዶክተር እሽቱ ከበደ ኣብዚ ፈተና ኣብ 2012 ክፍተኑ ዝግበኦም ልዕሊ 9,500 ተማሃሮ ከምዝተሳተፉ ሓቢሮም፡፡

XS
SM
MD
LG