ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ለበዳ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል 1,601 ተአረምቲ  ሕጊ ብይቕሬታ ክፍትሑ ተወሲኑ

ኣብ ክልል ትግራይ ለበዳ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል 1,601 ተአረምቲ ሕጊ ብይቕሬታ ክፍትሑ ተወሲኑ::

እቶም እሱራት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ናብ ስድርኦም ከምዝፅበሩ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን እቲ ክልል ኣፍሊጡ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

ኣብ ክልል ትግራይ ለበዳ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል 1,601 ተአረምቲ  ሕጊ ብይቕሬታ ክፍትሑ ተወሲኑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:02 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG