ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ሶማል ብሰንኪ ደርቂ 83 ሽሕ ነበርቲ ተጸበይቲ ረድኤት ክኾኑ ምግዳዶም ተገሊጹ


ፋይል
ፋይል

ኣብ ዞባ ዳዋ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ዘጋጠመ ደርቂ፣ ኣስታት 25 ሽሕ ጥሪት ምሟተን ተገሊጹ።

ብዘይካ'ዚ፣ ልዕሊ 83 ሽሕ ሰባት ተጸበይቲ ረድኤት ኮይኖም ኣለው። ክልላዊ መንግስቲ፣ ቀረብ ዝስተ ማይን ቀለብ ጥሪታትን ይልግስ ከምዘሎ ዝረኸብናዮ ዜና ጠቂሱ።

ቢሮ ምክልኻል ሓደጋን ድልውነትን’ቲ ክልል ብሰንኪ’ቲ ደርቂ ዝተጎድኡ ረድኤት እንተዘይበጺሑሎም፣ ብዝሒ ዘለዎም ጥሪትን ሰብን ክሞቱ ከምዝኽእሉ ገሊጾም ኣለው።

XS
SM
MD
LG