ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኬንያ ዘጋጠመ ሕጽረት ማይ ንስግኣት ቫይረስ ኮሮና ከምዘጋደዶ ይግለጽ'ሎ


ኣብ ኬንያ ዘጋጠመ ሕጽረት ማይ፥ኣብ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ንዘሎ ስግኣት ከምዝወሰኸ ይግለጽ ኣሎ። ኣብ ርእሰ-ከተማ ናይሮቢ፡ ማይ፥ ንሰሙን ከምዝጠፈአትን-እዚ ድማ ነቲ ብቐጻሊ ዘድሊ ምሕጻብ ኣጸጋሚ ጌርዎ ከምዘሎ`ውን ነበርቲ ይገልጹ።

ቀንዲ ምኽንያት`ቲ ምቁራጽ ማይ፥ ብላዕሊ ዝነበረ መሬት ሃሚሙ፥ ንመከፋፈሊ ሻንብቆ ስለዘዕነዎ ምዃኑ ሰበ-ስልጣን ኣፍሊጦም ኣለዉ- ኣብ ምትዕርራዩ ይነጠፉ ከምዘለዉ`ውን ሓቢሮም ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG