ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያዊያን ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ እስልምና ዝፍጸም መግሃስቲ ደው ክብል ዝጽውዕ ሰልፊ አካይዶም


ጎንደር
ጎንደር

ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡ ዝነብሩ ብዓሰርተታት ዝቑፀሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ልዕሊ ስዓብቲ እምነት እስልምና ይወርድ ኣሎ ዝበሉዎ መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ጠጠው ክብል ሓቲቶም።

ኣብ ፊት ንፊት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብምሓዝ ዝተረኸቡ ኢትዮጵያዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ኣመሪካዊያንን በቲ መጥቃዕቲ ዝተጎድኡ ወገናት ፍትሒ ክረኽቡን ክክሓሱን ሓቲቶም።

ገበነኛታት ዝበሉዎም ናብ ቤት ፍርዲ ንክቐርቡ ጎንደር ናብ እትፍለጠሉ ናይ ምክብባር ምልክት ክትምለስ ዘለዎም ድልየት ሓቢሮም።

XS
SM
MD
LG