ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ተአሲሮም ካብ ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያን ገለ ከምዝተፈትሑ ተገሊጹ


ከተማ ጆሃንስበርግ
ከተማ ጆሃንስበርግ

ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ደቡብ ኣፍሪቃ ተኣሲሮም ካብ መንጎ ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያን ዝተወሰኑ ፕሪቶሪያ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብዝገበሮ ፃዕሪ ካብ ቤት ማእሰርቲ ይፍትሑ ከምዘለው ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ነጋዶ ንሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ገሊፆም።

ንሶም ዝተወረሶም መጠን ንብረት ብዙሕ ብምዃኑ ሓገዝ ከምዘድልዮም ገሊፆም።ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ብወገኑ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ኤምባሲ ዝለዓለ ፃዕሪ ይገብር ምህላውን ከምዝቕፅለሉን ገሊፁ’ሎ።ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ 150 ኢትዮጵያዊያን ምዃኖም ገሊፁ’ሎ ።

XS
SM
MD
LG