ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዋጋ ኣስቤዛ ብናህሪ ምውሳኹ ነበርቲ ገሊጾም


ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ

ኣብ ዋና ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ዋጋ ኣስቤዛ ብናህሪ ምውሳኩ ከምዘተሓሳሰቦም ነበርቲ’ታ ከተማ ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም።

እቶም ወሃብቲ ርእይቶ "መንግስቲ፣ ንዋጋ ኣቁሑ ከረጋግእ ፍሉይ ቆላሕታ ክገብር ከምዝግባእ’ውን" ይዛረቡ።

ኣብ ቀረባ ንቤት ምኽሪ’ታ ሃገር መደረ ዘስምዑ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ምምሕዳሮም፣ ምኽባር ዋጋ ኣቁሑት ንምርግጋእ፣ ዝተፈላለዩ ስጉምቲታት ይወስድ ከምዘሎ ጠቂሶም ነይሮም።

XS
SM
MD
LG