ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ ኣክሱም ተፈጺሙ ዝተባህለ ግህሰት ንምዝካር ካብ ገዛ ዘይምውጻእ ኣድማ ምክያዱ ተሓቢሩ


ኣብ ከተማ ኣክሱም ኣብ ልዕሊ ሰላማዊያን ሰባት ተፈፂሙ ዝተባህለ ቅትለት ንምዝካር ኣብታ ከተማ ካብ ገዛ ናይ ዘይምውፃእ ተቓውሞ ተኻይዱ።

ኣብቲ ተቓውሞ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብምዃን ኣብ ክልል ትግራይ ተፈፂሙ ንዝተብሃለ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ንምፅራይ ዘይሻራዊ ኣይኮነን ብምባል ተቓውዊሞም።

ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብወገኑ ዝሰርሖም ስራሓቲ ዘይሻራዊን ተኣማንን ምዃኑ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዘካየዶም ምርመራታት የመላኽቱ ዝብል ምላሽ ሂቡ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG