ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ ቴፒ ዳግም ብዝተቀስቀሰ ጎንጺ 10 ሰባት ሞይቶም ክብሉ ነበርቲ ገሊጾም


ethiopia map
ethiopia map

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ህዝብታትን ብሄረሰባትን ኣብ ከተማ ቴፒ ዳግም ብዝተቀስቀሰ ጎንጺ 10 ሰባት ሞይቶም ክብሉ ነበርቲ ገሊጾም።

ሓለፍቲ ምምሕዳር’ቲ ከተማ ሰባት ምሟቶም ገሊጾም ኣለው።

እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ወረዳታት በሎጃገንፎይን ሰጌን ዝተመዛበሉ ኣብ ነቀምቴ ዝርከቡ ሰባት መንግስቲ ነባሪ ፍታሕ ይወሃበና ክብሉ ሓቲቶም።

ምምሕዳር’ቲ ዞባ ኸአ ነናብ መንበሪኦም ክምለሱ ይስራሕ ኣሎ ኢሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG