መሕተሚ
ሎሚ ሶኑይ ረፋድ ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ነፈርቲ ተኻይዱ።በቲ ደብዳብ ኣብ ሓደ ሰብ ጉድኣት ከምዝወረደን መንበሪ ኣባይቲ እውን ከምዝፈረሱን ናይ ዓይኒ መሰኻኽርገሊፆም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።
No media source currently available
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 ግንቦት 2023 ዜና (ኣቦ መንበር ኢጋድ ኣብ ፈደራል ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ ቃል ምስክርነት ይህቡ፡ ፕረዚደንት ናይጀርያ ቃለ መሓላ ይፍጽሙ፡ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ሕጊ ጸረ ተመሳሳሊ ጾታ የጽድቁ) ዜና ስፖርት መደብ ሕርሻ የጠቓልል።