ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ መቐለ ዝተሰናደአ ንዘቤታዊን ከባቢያዊን ሰላም ዝምልከት ዓውደ-ዘተ

ኣብ ከተማ መቐለ ዝተሰናደ አ ንዘቤታዊን ከባቢያዊን ሰላም ዝምልከት ዓውደ-ዘተ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:40 0:00

ኣብ ከተማ መቐለ ዝተሰናደ አ ንዘቤታዊን ከባቢያዊን ሰላም ዝምልከት ዓውደ-ዘተ

ዝሓለፈ ቀዳም፡ ኣብ ከተማ መቐለ ንዘቤታዊን ከባቢያዊን ሰላም ዝምልከት ዓውደ-ዘተ ተኻዪዱ ነይሩ። እዚ ብ “ማእከል ኣማራጺ ኣተኣላልያ ጎንጺ” ዝተባህለ ትካል ተዳልዩ ዝተሰናድአ ዘተ፡ ካብ በበይኑ ኣካላት ሕብረተሰብ ኣስታት 300 ተሳተፍቲ ዝሓቘፈ ምንባሩ፡ ኣብቲ ዋዕላ ዝተሳተፈ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ኣመልኪቱ።

This item is part of
XS
SM
MD
LG