ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ መቐለ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣብ ገለ ቦታታትን ኣብያተ ዕዩን ምጅማሩ ተሓቢሩ


ኣብ ከተማ መቐለ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣብ ሓደ ሓደ ሆቴላት: ትካላት ምግባረ ሰናይን መንግስታዊ ኣብያተ ዕዮን ጀሚሩ`ሎ::

ርእይቶኦም ዝገለፁ ገለ ነበርቲ እታ ከተማ ኣገልግሎት ስልክን ኢንተርኔትን ኣብ ዝበዝሕ ከባቢታት ትግራይ ሐዚ እውን ዕፅው ምኻኑ ገሊፆም::

ኢትዮ ቴሌኮም ብወገኑ ኣብቲ ክልል ብዙሓት ከተማታት ናይ ጽገና ስራሕ​ይካየድ ምህላው ብምሕባር​ ሎሚ ሓሙስ ድማ ኣገልግሎት ተንቀሳቓሲ ስልኪ ከምዘጀመረ ገሊፁ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG