ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ጎደና ስእሊ ምስኣል ናብርኡ ብዛዕባ ዝመርሕ መንእሰይ


ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ጎደና ስእሊ ምስኣል ናብርኡ ብዛዕባ ዝመርሕ መንእሰይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:37 0:00

ክብሮም በርሀ ይበሃል። ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ደጃት ኣብርሃ (ኣብርሃ ካስትል) መንደቕ ተፀጊዑ ስእሊ እናሰኣለ ብምሻጥ ናብርኡ ዝመርሕ መንእሰይ’ዩ::ንሱ 4ይ ክፍሊ ኾይኑ ብፍቕሪ ስእሊ ከምዝተታሕዘን መምህር እናመሃሩ ኸለው’ውን ርእሱ ናብ ጠረጴዛ ደፊኡ ክስእል ይውዕል ምንባሩ ይገልጽ ።

XS
SM
MD
LG