ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ መቐለ ተንቀሳቓሲ ክሽነ ብምስራሕ ብቕልጡፍ ክበጽሑ ዝኽእሉ መግብታት ዘዳልው መንእሰያት


ኣብ ጎደና ተንቀሳቃሲ ክሽነ ሰሪሖም ብቕልጡፍ ክበፅሑ ዝኽእሉ መግብታት 'ፋስት ፉድ' ብምድላው ዝሸጡ ክልተ መናእሰይ ኣሕዋት ክነላልየኩም::

ኣብ ከተማ መቐለ ቅድሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝጀመርዎ እዚ ስራሕ: ኣብዚ ሐዚ ፍርያቶም ብሰባት ተቐባልነት ይረክብ ከምዘሎ እቶም መናእሰይ ተዛሪቦም::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG