ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ መቐለ ብኣመንቲ ሃይማኖት ክርስትና በዓል ዓርቢ ስቅለት ብስግዳንን ፀሎትን ተከቢሩ


ኣብ ከተማ መቐለ ብኣመንቲ ሃይማኖት ክርስትና በዓል ዓርቢ ስቅለት ብስግዳንን ፀሎትን ተከቢሩ።

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ብኣመንቲ ሃይማኖት ክርስትና ብስግዳንን ፀሎት ዝኽበር ዓርቢ ስቅለት ብምክንያት ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮኑ ኣማስይኡ እኳ ብርክት ዝበለ ህዝቢ እንተመፅአ ሙሉእ መዓልቲ ዝውዓለ ህዝቢ ግን ውሑድ እዩ።

ትርጉም ዓርቢ ስቅለት ንምርዳእ ኣብ ቤት ክርስትያን ደብረ መድሃኒት ኣብየዝጊ ቁዱስ ክርስቶስ ኣርሴማ ስብከተ ወንጌል መጋቢ አእላፍ መምህር ተኣምራት ታደሰ ኣዛራሪብናዮም ኣለና ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG