ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ መቐለ፡ ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት ኣብ ዕዳጋ ጠለ-በጊዕን ከብትን ዝወዓለ ዋጋ


ኣብ ክልል ትግራይ፡ ከተማ መቐለ፡ ኣብ ዕዳጋ ጠለ-በጊዕን ከብትን ዝወዓለ ዋጋ፡ ገሊኦም ካብ`ቲ ዝሓለፈ በዓል ዝሓሸ`ዩ ክብሉ ከለዉ፡ ካልኦት ድማ ዝያዳ ከቢሩ ይብሉ።


ብምኽንያት ኣውደኣመት ዝወዓለ ዕዳጋ፡ ልዕልን ለጠቕን ዝበለ`ዩ ይብሉ ሸማቶን ሸየጥትን።

ኣለም ፍሰሃ ናብ`ቲ ዕዳጋ ከይዱ ዘዳለዎ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG