ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ መቐለ ማሕበራዊ ምፍንታት ንምትግባር ኣብ ዝንቀሳቀሱ ፖሊስን መንእሰያት ዘጋጠመ ጎንጺ 1 መንእሰይ ምሟቱ ተሓቢሩ


ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ 05 ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ከባቢ ተኣኪቦም ዝነብሩ መናእሰይ ንምክልኻል ቫይረስ ኮረና ብምባል ንምብታን ኣብ ዝተገበረ ምንቅስቓስ ጎንፂ ተላዒሉ ሓደ መንእሰይ ብፖሊስ ምቕታሉ ተሓቢሩ’ሎ::

ድምፂ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ናይ ዓይኒመሰኻኽር ህይወት እቲ መንእሰይ ምስሓለፈ ብዝተፈጠረ ጎነፂ ኣብ ልዕሊ ካል ኦት ክልተ መናእሰይ ጉድኣት ከምዝበጽሐ ገሊጾም::

ኣብዚ ጉዳይ ካብ ቤትፅሕፈት ፖሊስ ይኹን ካልኦት ዝምልከቶም መንግስታዊ ኣብያተ ዕዮ እቲ ከተማ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ዝገበርናዮ ተደጋጋሚ ፃዕሪ ኣይሰመረን::

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::


XS
SM
MD
LG