ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣብ ከባቢ ራያ ከቢድ ዕንወት ንዘውርድ ዘሎ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ምክልኻል፥ መንግስቲ ሓላፍነቱ ክፍጽም ይግባእ'- ፈንቅል ትግራይ


ኣተሓባባሪ ምንቅስቓስ ፈንቅል ትግራይ ኣቶ ሚኪ ተስፋይ
ኣተሓባባሪ ምንቅስቓስ ፈንቅል ትግራይ ኣቶ ሚኪ ተስፋይ

ኣብ ደቡባዊ ዞባ ክልል ትግራይ ኣብ ከባቢታት ራያ ዘጋጠመ ወራር ኣንበጣ ከቢድ ዕንወት የስዕብ ኣሎ ዝበለ ምንቅስቓስ ፈንቅል ትግራይ፥ ፈደራል መንግስቲ ሓላፍነት ወሲዱ ብትኹረት ክሰርሓሉ ይግባእ ኢሉ።

ካብቲ ህዝባዊ ሓልዮት ዘይብሉ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንጽበዮ ነገር የለን ዝበለ ኣተሓባባሪ'ቲ ምንቅስቓስ ኣቶ ሚኪ ተስፋይ ፥ኣብ ፈደራል መንግስቲ'ዩ እምነት ኔሩና፡ ግን ፈደራል መንግስቲ'ውን ነቲ ለበዳ ኣንበጣ ኣብ ምክልኻል ግቡእ ምክትታል ክገብር ኣይተራእየን ኢሉ።

ኣቶ ሚኪ ተስፋይ ወሲኹ በዚ መሰረት መንግስቲ ነዚ ብኽያት ህዝቢ ግቡእ ምላሽ ክህቦ ንጽውዕ ኢሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


Recommended

XS
SM
MD
LG