ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ከረን: ዕላል ምስ ገባር-ሰናይ መንእሰይ ኣኽሊሉ ተድላ


ኣኽሊሉ ተድላ ዝተባህለ ኣብ ከረን ዝነበር ወናኒ ቤት ሕብስቲ ፡ብምኽንያት ተላባዒ ሕማም ኮቪድ 19፡ኣብ መዓልታዊ ስራሕ ተዋፊሮም ናይ ዕለት መግቦም ኣብ ዝምእርሩ ሰባት ንዘጋጠመ ጸገም ንምፍታሕ ን600 ስድራ-ቤታት ን10 መዓልታት ናይ ባኒ ሓገዝ ብምግባር ሰናይ ተግባር ፈጺሙ።ምስ ኣብነታዊ ገባር ሰናይ መንእሰይ ዝተገብረ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ከረን ምስ ዝነብር ገባር-ሰናይ መንእሰይ ኣኽሊሉ ዝተገብረ ዕላል
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:03 0:00


XS
SM
MD
LG