ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ ኣብ መቐለ ዩኒቨርሲቲ ተኻይዱ


ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ ኣብ መቐለ ዩኒቨርሲቲ ተኻይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:24 0:00

ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝጠመተ መድረኽ ዝሓለፈ ቀዳምን ሰንበት ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ነባር ኣመራርሓ፣ ፍሉጣት ሰባት፣ ካብ 15 ተቓወምቲ ውድባት ዝተወከሉ ኣመራርሓ እተን ወድባትን ካልኦት ዕዱማትን ተሳተፍቲ ኮይኖም እዮም።

XS
SM
MD
LG