ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ፈላማይ ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ

ኤርትራ ንፈላማ ጊዜ ዋንጫ ቅድድም ብሽኽለታ ኣፍሪቃ ከተተአናግድ’ያ። እቲ ዓለምለኸ ማሕበር ብሽክለታ ኣፍልጦ ዘለዎ ውድድር ካብ 21 ክሳብ 25 ሕዳር ይካየድ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG