ኣብ ኤርትራ ዝተርኣየ ለበዳ ኣንበጣ ምድረ-በዳ ጉድኣት ከየብጽሐ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ምእታው ተገሊጹ
ኣብ ኤርትራ ዝተረኣየ ለበዳ ኣንበጣ ምድረ-በዳ ዝኾነ ጉድኣት ከየውረደ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዝኣተወ ፈጻሚ ስራሕ ኮሚሽን ምቁጽጻር ኣንበጣ ማእከላይ ዞባ ዶ/ር ማሙን ኣል ኣላዊ ገሊጹ። ዶ/ር ማሙን ነዚ ዝገለጸ፡ለበዳ ኣንበጣ ኣብ ዝተራእየሉ ቦታታት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ድሕሪ ዝገበሮ ናይ ሰለስተ መዓልታት ኮለላን ትዕዝብትን’ዩ። ዶ/ር ማሙን እንትርፎ ሓሓሊፎም ኣብ ገለ ቦታታት ዝረኣዩ ፋሕ ዝበሉ ዘይነፍሩ ኣንበጣ፡ዘስግእ ኩነታት ከምዘይልቦ ተዛሪቡ።
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 22, 2020
ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ካብ ኣብ ዶብ ሱዳን ዝርከቡ መዓስከራት ይግዕዙ ምህላዎም ተሓቢሩ
-
ታሕሳስ 17, 2020
ኣብ ጉዕዞ ስደት ዝተወልዱ ህጻናት: እቶም ዝነኣሱ ግዳያት ኹናት ኢትዮጵያ
-
ታሕሳስ 14, 2020
ፈላሞት ረድኤት ዝጸዓና መካይን ኣብ ዋና ከተማ ክልል ትግራይ ምእታወን ተገሊጹ