ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ተዓጽየን ዝነበራ ትካላት ንግዲን ከፊላዊ ኣገልግሎት ትምህርቲን ምጅማሩ ተገሊጹ


ብምኽንያት ቫይረስኮሮና ተዓጽየን ዝነበራ ትካላት ንግዲ ብምኽፋተን ደስኪሉ ዝነበር ንጥፈታት ንግድን ምንቅስቓስ ሰባትን ብተዛማዲ ከምእተመሓየሸ ንድምጺ ኣሜሪካ ርእይቶኦም ዝሃቡ ወነንትን ሰራሕተኛታትን ዝተፈላለዩ ትካላት ተዛሪቦም። ኣገልግሎት መጓዓዝያ ብዘይምጅማሩ ዕዳጋ ዝሑል ከምዘሎን ለውጢ ዋጋታት’ውን ከምዝተራእየ እቶም ወሃብቲ ርእይቶ ገሊጾም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኤርትራ ተዓጽየን ዝነበራ ትካላት ንግዲን ከፊላዊ ኣገልግሎት ትምህርቲን ምጅማሩ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:47 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG