ኣብ ኤርትራ ተወሰኽቲ 55 ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ ሰባት ምርካቦም ተገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ኣብ ዝረከቡ ክልተ መወሸቢ ማእከላት ኣብ ዝተኻየደ መርመራ፥ 55 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም። ምስ `ቶም ቅድሚ ሎሚ ሓውዮም ዝወጹ ደሚርካ ኣብ ኤርትራ፥ ቁጽሪ እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም 96 ምብጽሑ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣፍሊጡ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኤርትራ ተወሰኽቲ  55 ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ ሰባት ምርካቦም ተገሊጹ

No media source currently available


​
XS
SM
MD
LG