ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም ዝነበሩ 13 ሰባት ምሉእ ንምሉእ ምሕዋዮም ተገሊጹ


ኣብ ኤርትራ ብኮሮናቫይረስ ተታሒዞም ዝነበሩ ክልተ ተወሰኽቲ ሰባት ምሉእ ንምሉእ ከምዝሓወዩ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣፍሊጡ። እቶም ሰባት ናይ ላቦራቶሪ መርመራኦም ምስ ተራእየ፡ ናጻ ከም ዝተባህሉ`ውን ወሲኹ ሓቢሩ'ሎ።

ብመሰረት ሓበሬታ መንግስታዊ መርበብ ሓበሬታ ሻባይትኣብ ኤርትራ በቲ ቫይረስ ዝተለኽፉ 39 ክኾኑ ኸለዉ ካብኣቶም 13 ምሉእ ንምሉእ ሓውዮም ናጻ ከምዝተባህሉን ዛጊት በቲ ብኮሮና ቫይረስ ዝሞተ ሰብ ከምዘየለን ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣፍሊጡ'ሎ።

XS
SM
MD
LG