ኣስመራ —
ኣብ ኤርትራ ንለበዳ ኮሮናቫይረስ ንምክልኻል ብዝተወስደ ናይ ምዕጻው ስጉምቲ ተቛሪጹ ዝነበረ ትምህርቲ፡ ዝመጽእ ሰሙን ሚያዝያ 1,2021 ከምዝጅምር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኤርትራ ኣፍሊጡ።
ትምህርቲ ምጅማሩ ስግኣት'ቲ ለበዳ ሕማም ጎዲሉ'ዩ ማለት ከምዘይኮነ ዝጠቐሰ ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ክስርሕሎም ዝጸንሑ ኣገባባት ምክልኻል ኮቪድ 19፥ ክቕጽሉ ከምዘለዎም ብጽኑዕ ኣተሓሳሲቡ'ሎ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
ኣቐዲሙ ዝተዳለወ መእተዊ መዝገብ ኣሎዶ ? መእተዊ መዝገብ
ምዝጉብ ተጠቃሚ ኣይኮንኩምን ? ተመዝገብ/ቢ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን