ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ብኮቪድ 19 ዝተታሕዙ ሰባት ናብ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ክብ ምባሉ ተገሊጹ


ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ብኮቪድ 19 ዝተታሕዙ ሰባት ናብ 1039 ክብ ከምዝበለ ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ሰንበት 27 ታሕሳስ ኣፍሊጡ።ወርሒ ታሕሳስ ከኣ ቫይረስ ኮሮና ናይ ጉዕዞ ታሪኽ ኣብ ዘይብሎም ሰባት ዝተራኣየላን ዝለዓለ ቁጽሪ ዝተመዝገበላን ወርሒ ከምዝኾነት እቲ ሓበሬታ ኣመልኪቱ’ሎ። ነዚ ስዒቡ ላዕለዋይ ሓይሊ ዕማም ምክልኻል ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኤርትራ ከም መቐጸልታን መመላእታን ናይ 20 ታሕሳስ ፍሉይ መምርሒ፡ ነቲ መመርሒ ዘትርር ተወሳኺ መምርሒ ኣውጽኡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG