ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ ሰባት ናብ 39 ክብ ምባሉ ተገሊጹ


ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣርባዕተ ተወሰኽቲ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምትሓዞም ኣፍሊጡ።

እቶም ኣርባዕተ ሰባት ኣብ ውሽጢ ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልታት ብዝተገብረ መርመራታት ዝተረኽቡ ክኾኑ ኸለዉ-ቁጽሪ ኣብ መላእ’ታ ሃገር ዝተመዝገቡ ናብ 39 ደይቡ`ሎ።

ብኻልእ ወገን ካብ መንጎ ብኮሮና ተታሒዞም ዝነበሩ ሰባት -ሰለስተ ድማ ምሉእ ንምሉእ ሓውዮም ናብ ገዝኦም ከምዝተፋነዉ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣፍሊጡ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG