ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ሕሙማት ኤችኣይቪ ናብ ዝተሓተ ደረጃ ከምዝወረደ ተገሊጹ

ሲስተር ንግስቲ ተስፋሚካኤል ኣብ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ሓላፊት ምቁጽጻር ኤችኣይቪን ካልኦት ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን
ሲስተር ንግስቲ ተስፋሚካኤል ኣብ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ሓላፊት ምቁጽጻር ኤችኣይቪን ካልኦት ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን

ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ መልከፍቲ ኤችኣይቪ ኣብ ሕብረተሰብ ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ ኣብ ነብሰጾራትን ምትሕልላፍ ካብ ኣደ ናብ ዕሸልን ትሕቲ 1 ሚእታዊት ከምዝወረደ ኣብ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ሓላፊት ምቁጽጻር ኤችኣይቪን ካልኦት ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን ሲስተር ንግስቲ ተስፋሚካኤል ንጽምጺ ኣሜሪካ ሓቢራ።

ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ማሕበር ብድሆ ኤርትራ ኣቶ ዳንኤል ኣስፍሃ ብወገኑ ማሕበር ብድሆ ምስ መሻርኽቲ ኣካላት ብምትሕብባር ምስ ኤችኣይቪ ንዝነብሩ ንኣባላቱ ብሜላ ምንባር ዝሕግዙ ስልጠናታትን መኣዛዊ መግብን ኣብ ምሃብ ከምዝነጥፍ ሓቢሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ሕሙማት ኤችኣይቪ ናብ ዝተሓተ ደረጃ ከምዝወረደ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:22 0:00

XS
SM
MD
LG