ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ መምሃሪት(መለማመዲት) ምዝዋር መኪና ተሰሪሓ


መምሃሪት(መለማመዲት) ምዝዋር መኪና ተሰሪሓ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:33 0:00

ፋሎም ተኽሉ፡ዮናስ ዑ/ሚካኤል፡ዳኒኤል ዓ/ሚካኤል፡ሮቤል ስልጣን፡ፊሊሞን መዓሾን ሳሙኤል ሙሴን ዝተበሃሉ መንእሰያት፥ኣብ ምምሃር መኪና ንዝርአ ጸገማትን ዝወስዶ ንውሓት ግዜን ወጻኢታትን ንምጉዳል ብዘለዎም ባህጊ ተደሪኾም ሓንቲ ብመልክዕ ጸወታ ዝተዳለወት መሰረታዊ ሕግታት ትራፊክን ምዝዋር መኪና ከም መምህር ኮይና እትምህር መሳርሒት ሰሪሖም ኣለዉ።

እታ መሳርሒት፡ናይ ቃልን ግብርን ትምህርቲ ኣብ ናይ ተለቪዥን መስኮት እናርኣኻ ትመሃረላን ትፍተነላን ናይ ቅድመ መዳለዊ ወይ መለማመዲት ብምዃና ካብ ሓደጋን ወጻኢታትትን ተድሕን ከምዝኾነት ሰራሕታ ይዛረቡ።

ሓደ ካብቶም ሰራሕታ ዝኾነ መንእሰይ ፋሎም ተኽሉ ፡መበገሲ ሓሳብ ናይ’ታ ስራሕ ብምግላጽ ይጅም። ምስ መሃዝቲ እዛ መምሃሪት መሳርሒት ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:17 0:00

XS
SM
MD
LG